-------ዮሃና ንመፍቀርቲ ፊልሚ!!!!!----------- ዝከበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ከምቲ ዝኣተኩልኩም ቃል መስረት ዩቱብ ቻናል ከፊተ ኣለኩ እሞ ስራሕተይ ድማ ኣብቲ ቻናል ከም ዘቅረበለኩም ክገልጸልኩም እፈቱ!! ስለዚ ንዝመፁ ሓደሽቲ ቪድዮ ንምክትታል ኣብ Asmera Mekelle Tube ኢልኩም ብምእላሽ ሳብስክራብ (Subscribe) ንክትገበሩ እላቦኩም!!!