እዛ ቻነል "መደብ ጥዕና" or " health program" ብዛዕባ ሕማማትን ኣብ ምክልኻልን ኣተሓሕዛን ክንገብሮ ዘለና ኣገባብን ጥንቃቀታትን እተዳሉ ቻነል እያ።